Customers will not be able to select COD as a payment method during checkoutPlease review your settings and enable COD if you wish to offer this payment option to customers
ብደገፍ መንፈስ ቅዱስ ብዙሕ ፍልጠት ዝፈሰሰላ ንምህሮ ስላሴ ኣዕሚቓ እትምህር ሓዳሽ መጽሓፍ ብመጋቢ ዳንኤል ቀሺ በላይ
ርእስ ሓሳብ እዛ መጽሓፍ ምስ ረኣኹም፡ ንቑተት ዕምቁታ ክትግምቱ ኣይክትጽገሙን ኢኹም። በዚ ህንጡይነት እዚ ድማ፡ ጊዜ ዓዲግኩም ክትነብዋ ከምትርብጹ ግሁድ እዩ። እዛ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ'ቲ ብባህርይኡ ካባና ፍሉይ ዝኾነ ኣምላኽ "ካልእ" ባህርይ ክንፍትሽ ክትሕግዝና እያ። "ስላሴ" ዚብል እንታይነት፡ ብዓንደ ርእሱ ካባና ኣዝዩ ዝተፈልየ መንነት ብምኻኑ፡ ካብቲ ንመግለጽ ሓሳብካ እትጥቀመሉ ቓንቓ ኣትሕዝካ፡ ክሳዕቲ ፡ ንመለለዩ ባህርያቱ እትጥቀመሎም ሰነ ሓሳባዊ ርእይቶታት ዚፈሶ ብምኻኑ ፡ ሓደ ካብቲ ነዚ መጽሓፍ ዓሚቕን ርዝን ዝበለትን ከም እትኸውን ዚገብራ ረቓሒ እዩ።
Sorry no review found to show you
In the world of e-commerce, our approach is laser-focused on your success. We're not just a website; we're your dedicated partner. We work tirelessly to ensure your online store thrives, combining innovation, transparency, and a client-centric mindset. Discover how we redefine e-commerce success – this is how we work for your online store.